ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቶሽባ ላፕ ቶፕ ንብረት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም እስካብ 26/09/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት5፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 6፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s