ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ናይ መኪና ቱፕለስ ጎማ ቁፅሪ ጎማ፣ ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዘለዉ ሮቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንቲ መምልኢ ዋጋ ጨረታ ቅጥዒ መፅኢኩም ንክትወስዱ ነተሓሳስብ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2012ዓ/ም

2 ብዚ ዓመት ግብሪ ምኽፋሎም ልረጋገፅ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

3 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

4 ሲፒኦ ካብ ጠቅላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ በቼክ ምቕራብ ዝኽእል

5 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ተጫረቲ ንቲ ሰነድ መምልኢ ቅጥዒ ንክትወስዱ እናሓበርና እዚ ጨረታ ዕለት 01/06/2020 ኣ/ፈ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 ትካልና ንዚ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ጨረታ መደብ

s