ስምረት ሕርሻን ኢንዱስትሪ አ ማ ኣብ ዓይደር ንዝርከብ ትካሉ ናይ ምህርቲ አድራሻ ናይ ዋርዲያ ገዛ ቢሮን ሓፁርን ሰብ ሙያ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚይ ካብዚ ንታሕቲ ብግልፂ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተመሉኡ ሰብ ሙያ ክትሳተፉ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 18, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
አብቲጨረታክህልዉዝኽእሉኩነታት
ጨረታወሃባይትካልብናይባዕሉምኽንያት(መበገሲ)ወይካብተጫረቲብዘቕርቡሉሓሳብወይሕቶነቲጨረታናይግዜገደብንኹሉተጫራታይብስልኪወይብፅሑፍአፍሊጡከማሕይሽይኽአልእዩ
- ናይጨረታሰነድክሳብ 21/05/2008 ዓም 06 ሰዓትብኢድወይብዝተመዝገበመልእክቲክዉሃብወይከበፅሕይግበር
- ተጫረቲአስማቶምአብቲልዕሊኢንቨሎፕብግልፂክፅሕፉወይክሕትሙይግባእ
- ካብቲዝተጠቐሰሰነድመቕረቢመዓልቲዳሓርዝመፁሰነዳትተቐባልነትየብሉን
- ናይመወዳደሪዋጋብፊደልንብአሃዝንክፅሓፍአለዎኣብዚአፈላላይእትንተሃልዩአብቲፊደልዘሎይዉሰድ
- ናይቲጨረታተዓዋታይምስዓሩብዝተገለፀሉመዓለቲጀሚሩአብ 30 መዓልቲስርሑዛዚሙከረክብአለዎ
አብዚጨረታዝሳተፉተጫረቲ
- በቲዘርፊዝተሐደሰንግዲፍቓድዘለዎ
- ናይዚዘመንዚግበሪሙሉእብሙሉእዝኸፈሉንመረዳእታዘቅርብን
- ናይጨረታመክበሪዳሓርዝምለስኮይኑካብቲዝተጫቶ 0.05ፐርሰንትብባንኪዝተመስከረሉቼክከቕርብዝክእል
- ናይቲጨረታሰዓራይእቲኮንስትራክሽንዛዚሙዘረክበሉግዜጀሚሩንሐደዓመትወስትናዝህብክኸዉንአለዎ
- ንሕድሕድጨረታሰነድዘይምለስብር 200 ብምክፋልእዚጨረታምልክታካብዝወፀሉመዓልቲጀሚሩአብዘለዉ 4 ተከታተልቲመዓልቲታትቐደማይወያነዕደጋማእከል 1ይ ደብሪብሎክሀ/Aአብዝርከብቢሮቑፅሪ 110 ብምቕራብምግዛእይከኣልእዩ
- እቲጨረታሰነድምስስፒኦሓዊሱብስምብዝተዓሸገሐደፖሰታዉሽጢከቕርብአለዎ
- ተጫረቲዝጫረትሉዋጋብዝርዝርአብቲሰነድአብዘሎመቕረቢቦታግልፂተመሊኡክሳብራብዓይመዓልቲ(ንቐዳማፍርቂማዓልቲ)ሃዊሱሰዓት 6 አብቲዝተጠቐሰቢሮብምምፃእከቕርቡይግባእ
- ጨረታዝክተሉመዓለቲብስልኪወይብሚዲያዝግለፅይኸዉን
- ናይቲጨረታሰዓራይ 10 ሚእታዊካብቲጠቐላላዋጋዉሕስናከትሕዝይግባእ
- እቲትካልዝሐሸአማራፂእንተረኪቡብምሉእወይብዘተወሰነናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
- አሰራሓይናይቲኮንስትራክሽንከይዲበቲዉዕሊመሰረትዝቐረብዝርዝርመግለፂ (Specification) መሰረትዝኸይድንዝተዛዘመንምካኑናይምርግጋፅመሰሉዝተሐለወእዩ
- ማተርያልብመጫራታይዝቐርብይኸዉን
- ቐዳማይወያነዕደጋማእኸልብሎክ ሀ/A 1ይ ደብሪቢሮቑፅሪ 110 ተሻላፕሮሞሽን
- ሞባይል 0911065279
- ስምረትሕርሻንኢንዱስትሪኣክስዩንማሕበር