ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዘገልግሉ ናይ ደንቢ ክዳን ብፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ
3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ
4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል
5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 10/09/2012 ክሳብ 14/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ንጉሆ ሰዓት 8፡30 ይክፈት
6 ትካልና ዝቐሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል