ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ዝተመደበሉ ካፒታል በጀት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎምን ናይ2012ዓ/ም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ከምኡ እዉን ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር ከቕርቡ ዝክእሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ
6 ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘዉፅኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይክእሉን
7 ተጫረቲ ኣብ መወዳደሪ ሰንጠረዥ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ኣድራሻን ብዘይምንም ስርዝ ድልዝ ማህተም ከቀምጡ ኣለዎም
8 ጨረታ ዝቃለሓሉ ካብ 11/09/2012ዓ/ም ክሳብ 26/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዐፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ