ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ጨርቂ መጋረጃ ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራካ ክገዝእ ንደሊ ስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ
3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/09/ 2012 ዓም ክሳብ 12/09 /2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዕለት 13/ 09/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447