በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘቅርቡ
4 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ
5 ናይ ወርሒ መጋቢት2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮፈሉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ 16,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትዘሑ
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ፋይናንስ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ቢሮ ቁፅሪ 04/05 ብምዉሳድ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ካብ 08/09/2012ዓ/ም ክሳብ 26/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ምእታዉ ይካኣል
8 ሰነድ ጨረታ 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 ቤት ፅሕፋትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75