ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ንናይ ኮሮና ሰራሕተኛታት ጥዕና ባዓል ሞያታት ኣብ መዕቆቢ ኤም ኣይቲን ቨትረነሪ ዝርከቡ ግልጋሎት ሰርቪስ ናይ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 8, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/09/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 11/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57