ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማስክ ናይ ኣፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 10, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ክሳብ 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ