ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ምንፃፍን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 10, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ካብ 05/09/2012ዓ/ም ክሳብ 10/09/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትኽእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ይኽፈት
3 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፐሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
5 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 88 87