ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2012 10:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2012 10:47 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም
2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ
5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 04/09/2012 ክሳብ 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡45ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል