ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንካልኣይ ትልሚ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ላፕቶፓት ፣መሳርሒ ሙዚቃ፣ ኬሚካላት ፣ኣቁሑት ላባራቶሪ ፣ዕጥቅታት ስፖርት ፣ናይ ተምሃሮ ወንበርን ፣ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ካልኦት አቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፣ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ፣ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ፣ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
- ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዮ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 1 ለካቲት 2008 ዓ∙ም ሰዓት 8፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሊጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ከምትክእሉ ይሕብር
- እቲ ጨረታ ዕለት 1 ለካቲት 2008 ዓም ልክዕ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ልክዕ ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460062 ወይድማ 0344460065 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል