ትካልና ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ መለስተኛ ካፍተርያ ብክራይ ግልጋሎት ዝህቡ ትካላት ከካርይ ስለዝደሊ ስዒቡ ዝተዘርዘር ሮቆሕትታት ዘማልኡ ተጫረቲ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 3, 2007
posted:ልዕሊ 12 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ
ትካልና ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ መለስተኛ ካፍተርያ ብክራይ ግልጋሎት ዝህቡ ትካላት ከካርይ ስለዝደሊ ስዒቡ ዝተዘርዘር ሮቆሕትታት ዘማልኡ ተጫረቲ ይዕድም::
1 ናይ 2006ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ::
2 ነቲ ካፍተርያ ዘድሊ ወንበር ጠረßዛን , ናይ ሻሂን ቡንን ማሽን , ፍርጅን ካልኦት ናይ ምግቢ መሳራሒታት ወዘተ ከቅርብ ዝኽእል::
3 ናይ ገዛ ክራይ ባዕሉ ክኽፍል ዝኽእል::
4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/01/2007 ዓ/ም ኾይኑ እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅን ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት 3:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ::
5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
6 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ) ብምኽፋል ኣብ ከተማ መቐለ ኣጅብ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዮና ቢሮ ቑፅሪ 103 ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም::
7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ኣሎዎም::
ብትካልና ብመካራይ ክቐርቡ ዝኽእሉ
ካፍተሪያ 2ተ ክፍሊ ገዛ ምስ ሙሉእ መረባ
ማይን መብራህትነ ኣገልግሎት