ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መመላኸዒን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሕትን ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ዋንኡን ቅዳሕን
3 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት
4እቲ ፐሮፎርማ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ኤጄንሲ ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳትን ወሳኒ ኩነትን ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 97