ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ካብ መርሲ ኣካዳሚ ክሳብ ሞሞና መሻገሪ ዘሎ መስቀለኛ ኣስፋልት ዘሎ ኣካፋይ መንገዲ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር
2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ
3 እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 29/08/2012
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 66 27