ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን 8 ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም
2 ናይ 2012 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን መቅረባይነት ምስክር ካርዲ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
4 ፍቃድ ንግዲ ዋናን ሓደ ቅዳሕን በበይኖም ተዓሺጎም ክቀርቡ ኣለዎም
5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ተጨረታይ ምስታፍ ኣይካኣልን
6 ንነፍሰ ወከፍ ሰነድ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ ነፍሰ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ሽም ኣድራሻ ፌርማን ማህተምን ክህለዎ ይግባእ
7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዐሉ መዓልቲ 46 መዓልትታት እዩ
8 መኸበሪ ጨረታ ነፍሰ ወከፍ 2000.00 ብር
9 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
10 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 20/08/2012 ክሳብ ዕለት 04/09/2012 ዝፀንሕ ኮይኑ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 27 ምዉሳድ ትክእሉ
11 ሰነድ ጨረታ ዕለት05/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 32 05 07 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል