ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን
2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ
3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቅርብ ዝክእል
4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ኽ ሰዓት 6፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80