ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ ዝተፈላዩ መካይን ስፔር ፓርት እና ናይ ፕሪንተር ቀለም ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል