ንኮሌጅ ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደቀቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ እና ናይ ት/ቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ዝተሃደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 83

ጨረታ መደብ

s