ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ
3 ፕሮፎርማ ካብ 05/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15