ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንጥንታዊን ታሪካዉን ቤተክርስትይን ዉቅሮ ጨርቆስ ንምፅጋን ሙሉእ ንሙሉእ ካብ ዋንዛ ዝተሰርሐ ማዕፆ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን 2 ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/08/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት08/08/2012 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ጨረታ መደብ

s