ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ሪኤጄንት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ኬሚካልን ሪኤጀንት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል ይዕድም

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ 29/07/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/08/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ቢሮና መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s