ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተር ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ናብ ዕዳጋ ክፍሊከቅርቡ ይግባእ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይኽፈት
2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ
4 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ
5 ብስፒኦ ብር 5% ብጨረታ መኸበሪ ከትሕዝ ዝክእል መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር
6 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 60 88/ 410165