ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ንምፅጋን ዝኸዉን ሚስማር ፣ ፕላስቲክ ሆረየ ፣ ፕላስቲክ ፃዕዳን ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 18/07/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት23/07/2012 ሰዓት 03፡30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77