ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት
2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኽፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46