ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድ ዝተሰማረኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ሰነድን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/07/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11 ፡00 ተዓፅዩ
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳኣታ ከቕርቡ ኣለዎም
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰ ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ዘለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 68 39/40 85 01