ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ኣብ ቁፅሪ 2ይ ብርኪ ዝርከቡ ባህርዛፍን ኣብ ከባቢ ቢሮ ተቆሪፁ ወዲቁ ዘሎ ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2012 4:20 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እቲ ባህር ዛፍ ባዕሉ ቆሪፁ ክወስድ ዝክእል
2 ሰነድ ጨረታ ካብ ተሓዚት ገንዘብ ቤት ትምህርትና ብር 20 ከፊሎም ክዕድጉ ይኽእሉ
3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ 17/07/2012ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ
4 ጨረታ ዝኽፈተሉ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡20
5 እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38