ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮርኒስን ግድግዳን ቀለም ፣ደንቢ ልብስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ፣ ቲን ናምበር ፣
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ፣ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘዉረድሉ መረዳእታ
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘሐደሰ
4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል
5 እቲ ሰዓራይ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዝክእል
6 እቲ ትካል ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ኣብቲ ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ይክእሉ
8 ንመግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ ይካኣል
9 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ
10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 18/07/2012ዓ/ም ክሳብ 03/08/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡00ከዉን
11 ጨረታ ዝክፈተሉ 03/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ ይከዉን
03 44 21 07 17 /03 44 21 01 70 /09 14 75 13 00