ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል