ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ፅሬት መሳርሒ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል
3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ
4 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ክሳብ 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፀኒሑ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ
6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል