ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ዝዉገድ ናይ መስኮት መስተወት በዝሒ 1000 ን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክሸይጥ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/07/2012 ሰዓት 3፡00

ጨረታ መደብ

s