ኮሌጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ክግልጎሎሎም ዝፀንሑ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ካብ 16/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ እቲ ኮሌጅ ብምግዛእ ዋጋ እቲ ዝመለእኩምሉ ጨረታ ድማ 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ
2 እቲ ጨረታ 01/08/ 2012 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓን ዓድዋ ይክፈት
3 ሕድሕድ ጨረታ መኸበሪ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከተቅርቡ እትክእሉ
4 እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0923303367 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።