ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ን ቤት ማዛጋጃ መሬት ምልማዕ ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም
3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/07/2012 ሰዓት 3፡00