ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ዓዲ ግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃርን ከምኡዉን ንምምሕዳርዊ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣዉቶሞቲቭን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 8:50 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ
2 ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ ካብ 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ዓዲ ግራት ቢሮ ቁፅሪ 10 ብምዉሳድ ክወዳደሩ ይክእሉ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን
5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 21 74