ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ፈርኒቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2012 3:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 3፡10 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 034213232ምድዋል ይከኣል፡፡