ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ን 2ተ መዓልቲ ሚኒባስ መኪና ክካረ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ኣሎ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፈቃድ ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ

2 ካብ እስፒስፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተም ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

4 እቲ ፐሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ጨረታ መደብ

s