ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዘገልገሉ መሳርሕታት ሕርሻ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ሓፂን መፂንን፣ ብሓራጅ ንተጠቀምቲ ኣጫሪቱ ክሸየጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2012 6:30 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ሚዛንን ሰራሕተኛ ጉልበትን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ዝሽፍን
2 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
3 ጨረታ ምስተከፈተ ንባዕልካ ካብ ጨረታ ምግላል ኣይፍቀድን
4 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ንብረት የልዕል
5 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ከ/ስ/ዕ/ምም/ርን ክትገዝእ ትክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ
7 ሰነድ ጨረታ ካብ 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል
8 ናይ ጨረታ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት 4፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 20 04 27 68