ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ኣብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክሳብ ጣብያ ኣብ ክልልና ዘለዋ በዝሒ ልምዓት ጉጅለ ምንቅስቃስ እስትሪንግ ኮሚቴ ናይ ምድጋፍ ስራሕ ንምክያድ መኪና ክራይ ግልጋሎትን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስዝኮነ ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ
4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ
5 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 4000 ቅርሺ ሕጋዊ ብዝኮነ ባንኪ ወይ እዉን ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 መሸጢ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ይፀንሕ
7 ሳንዱቕ ጨረታ ድማ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልታት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 45 መዓልታት ይኸዉን
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 23 62