ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ረ
2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት
3 ቲን ናምበር ዘቅርብ
4 ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት
5 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል 3000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ክሳብ 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15/07/2012 ሰዓት8፡30 ይከዉን
8 ቤት ፍርድና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 05 31 ምሕታት ይካኣል