ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ፣ ቤት ፅሕፈት ጥ/ሕ/ሰብ/ም/ዉ/ምሃብን ቤት ፅሕፈት ህዳሴ ግድብን ዝርከባ ኤሌክትሮኒጅስ ኣብ ዝበላሸወሉ ምፅጋንን ኣብ ሰርቪስ ግዜ ሰርቪስ ንምግባር ናይ ሓዳ ዓመት በጀት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ብኩንትራት ንምሓዝ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 04/07/2012 ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012 ዓ/ም ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን15 ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s