ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መፃሕፍትን ቢዝነስ ካርድን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፡ ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ
2 እዚ ፐሮፎርማ ካብ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ክሳብ 09/07/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54