ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5 ጨረታ መክበሪ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብ CPO ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ዘይምለስ ብር 20 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊሎም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ናዓደምና ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 19/04/2008 ዓም ክሳብ 02/05/2008 ዓም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 03/05/08 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተተረኪቦም ይምረፅ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s