ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ቦርሳን ሻርፕን ክትዕድግ ትደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 25, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
- ናይቲ ዝስራሕ ሻርፕን ቦርሳን ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መፂእኩም ምርኣይ ይከኣል
2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል - ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::
- ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 22/4/2008 ዓ/ም እስካብ 2/5/2008 ዓ/ም ይኸዉን
- ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን
- VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ