ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2012 4:01 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኽዉን አለዎ

4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 05/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s