ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍራምረ ፣ ዝተብላዕለዐ ድኺዒ፣ ልሙዕ ሓመድ፣ ቡና፣ ዘይትሁን፣ ሎሚን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ተዓፅዩ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ናይ ቀረባ እዋን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈልኩምን