ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ዝዉገድ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ከቕርብ ዝክእል
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹን ብምትሕሓዝ ክትወዳደደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻን ፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 11/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኽፈት
7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8 ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 65 70