ቢሮ ሲቨለ ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ናይ ኮድ 4-01772 መኪና መለወወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓንነት ንብረት | መግለፂ | ሞዴል | መዓቀኒ | በዝሒ |
1 | Ball Joint lower | Sample | D22 | pcs | 02 |
2 | Shock absorber front | 56110-vk625 | D22 | pcs | 02 |
3 | Fuel filter | 16405-01T0A | D22 | pcs | 01 |
4 | Shoe kit | D4060-DW71A | D22 | pcs | 01 |
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዘለኩም ከምእዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ምካንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅረቡ እትክእሉ
2 ተጫረቲ ቢሮና ብዝቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብሽምዒ ዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 30/6/2012 ዓም ክሳብ 03/07/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 03/07/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትገራይ ወይዘር ህነፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይከፈት
4 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344402431