ኢንስቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዘወገዳም ንብረታት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ቆርቆሮ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed
1 ጨረታ መኸበሪ ብስፒኦ ብር 1000.00 ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ዶክመንት ካብ ኢ/ም/ሕ/ትግራይ ዳርክተሬት ዳይርክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ዳር ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፀሪ 09 ካብ ዕለት 26/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምዉሳድ ትክእሉ
3 ናይ ጨረታ ዋጋ መቅረቢ ኢንስትዩት ካብ ዘድለዩ ቅጥዒ ወፃኢ ብኻሊእ ዶክመንት ምቅራብ ኣይካኣልን
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/ 07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዚ/ም/ሕ/ትግራይ ዳርክተሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት
5 እንስቲትዩና ዝሓ መማረፂ እንተረኸቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 80 28