ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት
- ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን
- ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ብኮንስትራክሽን ማይ ተጫራቲ ካብ ደረጃ 8 ንላዕሊ ኩሉ ብማዕረ ክሳተፍ ዝክእል
- ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23 ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ክሳብ 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ይኸዉን
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ኮይኑ
- ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 9 ጥሪ 2008 ዓ//ም ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን
- ንሕድሕድ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል
- ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መሸጢ ብር 50 ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል