ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 5 ካብ መዕረፊ አየር ኮንዶሚየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየም ተፋሰስ ማለት አዉን ድሬኔጅ ብዉልቀ ደኣንት ማለት እዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮምኡ እዉን ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ RC/GC ኮንትራክተር በናይ ዩኤንዲቢ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 75.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 75ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13

ጨረታ መደብ

s